ብስም ኣላህ ኣዝዩ ርህሩህን ኣዝዩ መሓርን ዝኾነ
“መጅልስ ኣል-ዳዕዋ” ናይ ፍልጠትን እስላማዊ ኣተዓባብያን ዳዕዋን ማሕበር እያ ::
ዕላምኣ ድማ : ነቶም ሰለስተ ኣርካን ናይ ዲን ማለት “እስልምናን ኢማንን ኢሕሳንን” ህይወት ንምሃብን ንምልባስን ምብርባርን እዩ:: ከምእውን ኣገዳስነት ናይ እስልምና : ኣብ መነባብሮ ውልቀሰባትን ኣህዛብን ህይወት ንምሃብን: እቲ ዝርዝር ህይወት ናይ ሓደ ኣስላማይ: ኣብ ዲን ኣል ኢስላም ዝተመስረተ ንምግባርን : ህይወቱ ድማ : ብእስላማዊ ሕግታትን መንገድታትን ዝተኸበበት ኮይና: ካብኣ ከም እትብገስን ናብኣ ከም እትምለስን ንምግባር ዝዓለመ እዩ::
ምስ ምሉእ መደገፍታ: ኣብ ቁርኣንን ሱናን ዝተሞርኮሰ: ከምእውን ኣብ’ቲ መንገድን ኣረዳድኣን ናይቶም ዝሓለፉ ሰለፍ ኣል-ኡማን ዑለማእን : ከምእውን ካብቶም ናይ ነብይ ሙሓመድ (ሰዓወ) ሰሓባን ተኸተልቶምን: በቶም ብቅኑዕን ብግቡእን ዝተኸተልዎምን እቶም ብኽብረቶምን ቦትኦምን ዝተፈልጡ ኣርባዕተ መዛህብ ሓዊስካ ከም (ኣቢ ሓኒፋን ማሊኪን ሻፍዕን ኣሕመድን) ረቢ ይርሓመሎም ይኸውን::
ነዚ ዕላማ እዚ ንምትግባር: መጅልስ ኣል-ዳዕዋ እትጥቀመሎም መንገዲታት: እዞም ዝስዕቡ ይኾኑ::
ካብ ታሕቲ ክሳብ ላዕሊ ደረጃ ሓልዩ: ናይ እስላማዊ መንሃጅ ዝተኸተለ ኣስተምህሮ ምሃብ:: ናይ መሳርሒ ፍልጠት ከም (ናይ ቋንቋ ትምህርቲ : ናይ ኡሱል ኣልፊቅሂ : ናይ ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ፍልጠት) ወይ ድማ ናይ ዕላማ ፍልጠት ከም (ዓቒዳ: ተፍሲርን ሓዲስን ፊቅህን) ዝኣመሰሉ እዩም::
ዝኾነ ናይ ኣላህ ምቁጽጻርን ፍርሒን ዘለዎ መንሃጅ ህይወት ንምልባስን : ተቕዋ ምርግጋጽን ብናይ ልብታት ስራሕ ተገዳስነት ንምሕዳር ዝዓለመ እዩ ::
ናይ እስልምና ኣስተምህሮን ጌጋ ዘይርከቦ እስላምዊ ሕግታትን ብመንገዲ ሕጋውን ዘመናውን ዝኾነ ኣገባብ ብምጥቃም: ፍልጠትን ብልሓትን ልዙብ ዝኾነ ምዝኽኻርን ዝመልኦ ዳዕዋ ምክያድን ምዝርጋሕን እዩ ::
ብዛዕባ እስላምዊ ሕግታትን ምስኡ ዝዛመዱ ግጉይ ኣረዳድኣታትን ንምዕራይን: ንዝመጹ ጸለመታት ብፍልጠትን ጥበብን ንቕሓትን ንምክልኻልን ንሓቂ ንምርግጋጽን ንሕጊ ንምዕዋትን ነቲ እስላምዊ መንገዲ ንምብርባርን ዝዓለመ ይኸዉን::
ኩሉ “ብዘይካ ኣላህ ካልእ ጎይታ የለን ሙሓመድ (ሰዓወ ) ድማ ናይ ኣላህ መልእኽተኛ” እዩ ዝብሉ ኣብ ሓደ መስመር ጌርካ ውሕደት ንምምጻእን ብኹሉ ዓይነታትን ቅርጽታትን ዝመጽእ ኣፈላላይ ዘርኢ ምውጋዝን እዩ::
بِسْمِ اللهِ الرَّحْمنِ الرَّحِيمِ
مجلس الدّعوة – مجموعة علميّةٌ تربويّةٌ دعَوِيّة
تهدفُ إلىٰ إحياء أركان الدّين الثلاثة «الإسلام، والإيمان، والإحسان» وإحياء «أهميّة الدّين» في حياة الفرد والـمُجتمع؛ بحيث تكون تفاصيلُ حياة الفرد المسلم مبنيّةً علىٰ الدّين، دائرةً حول الشّـريعة، منها تنطلق وإليها تعود
مع الاعتمادِ الكامل علىٰ كِتاب الله وسنّة رسولهِ صَلَّى ٱللَّٰهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ، علىٰ نهجِ وفهمِ سلفِ الأمّة وعلمائها، من الصحابة والتابعين، ومن تبعهم بإحسان، لا سيّما الأئمة المتبوعين الذين عُرفت جلالتهم ومكانتُهم كأئمة المذاهب الأربعة (أبي حنيفة ومالكٍ والشافعيّ وأحمد) رحمهم الله
:وتهدف إلىٰ تحقيق ذلك عن طريق
تعليمِ العِلم الشّـرعي المنهجيّ، المتدرّج من الأدنىٰ إلىٰ الأعلىٰ، سواءٌ في علوم الآلة علوم اللغة، وأصول الفقه، وعلم المنطق، أو علوم الغاية العقِيدة، والتّفسِير والحَدِيث، والفِقه
إحياءِ منهَج المراقبة والخشيةِ من الله تعالىٰ وتحقيق التّقوىٰ والعناية بأعمال القلوب
نشـر تعاليم الدّين الإسلاميّ والشّـريعة الغرّاء، عن طريقِ الدّعوة إلىٰ الله تعالىٰ علىٰ بصيرة، بالحكمة والموعظة الحسنة، واستعمال الوسائل المشـروعة الـمُتاحة لنشـرها
تصحيح الـمفاهيم الـمغلُوطة عن الشّـريعة الإسلاميّة وما يتعلّق بها، ودفع الشّبهات عنها، بعلمٍ وبَصيرة وحِكمَة؛ إحقاقًا للحق، ونصـرةً للشّـرع، وإحياءً للـمِلّة
جمع الكلمة ووحدة الصفّ بين جـميع أهل (الا إله إلّا الله محمّد رسول الله صَلَّى ٱللَّٰهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ)، ونبْذ العنْصـريّة والعصبيّة بكافّة أشكالها وأنواعها
ونسأل الله سبحانه وتعالى أن يوفّقنا وإياكم لكلّ خير
In the name of Allah, Most Beneficent, Most Merciful
“Daewa Council “ is an association of (seeking and disseminating) knowledge, spiritual up-bringing and propagation.
It aims at reviving the three pillars (levels) of the religion: Islam, Iman and Ihsan; at reviving “significance of religion” in life of an individual and society so that details of an individual Muslim are based on religion, revolving around Sharia (Islamic law), starting from it and returning to it.
It fully relies on Allah’s book and the tradition of the Prophet (PBUH), in light of the method and understanding of the forefathers of the nation (Umma) and its scholars, of the companions of the Prophet and their next generation and those who followed them well, especially the leading and revered Imams such as Imams of the four schools of Fiqh- Abu Hanifah, Malik, Shafii and Ahmed – May Allah’s Mercy be upon them.
It aims to achieve that through:
1- Teaching knowledge of Sharia in systematic and gradual manner, starting from lower to upper level whether it is in fields of instrumental science such as language studies, Usul Fiqh (fundamentals of Islamic jurisprudence) and logic or target science such as creed, exegesis of the Quran, Hadith and Fiqh- Islamic jurisprudence.
2- Reviving the method of observation and fear of Allah and realizing righteousness and paying attention to deeds of the heart.
3- Disseminating teachings of Islam and Sharia through calling to Allah with Knowledge, wisdom and good preaching; using available and legitimate means in disseminating it.
4- Correcting the wrong perception about the Islamic law (sharia) and related issues; and defending it from doubts with knowledge and wisdom; this is for the sake of truth, Sharia and the nation’s revival.
5- Uniting the word and line of all who testify: “There is no deity but Allah and Mohamed is messenger of Allah” and avoiding any type and form of discrimination and fanaticism.
We seek from Allah so that He help us and you in all good deeds.